top of page

Infomation about ela code

ELA-CODE-LOGO.png

ብ ዛዕባ ኤላ ኮድ ካርድ

ELA-CODE-LOGO.png

ኤላ ኮድ ኮርድ ልክዕ ከም ናይ ቴሌፎን መደወሊ ካርድ ኮዩኑ : ኣብ ሓድሽ ናይ ኤላ ሞባይልን ታብለትን  ኣፕሊኬሽን ( Mobile & Tablet Application ) ን ባንክ ካርድ ዘይብሎም ኣብ ሙሉእ ዓለም ዘለዉ ተጠቀምቲ  ኤላ ቲቪ ፊልም ን ምክራይ ኣብ ቀረባ ግዜ ዝፍኖ ናይ ሙዚቃን ዲጂታል መጽሓፍቲ ኣፕሊኬሽን ከም ዲጂታል ገንዘብ ኮይኑ ዘገልግል ኮድ እዩ። እዚ ኮድ ብ መልኽዕ ኤሜል ናብ ኣካፋፍሊ ይላኽ ፕሪንት ቴጌሩ ን ኣብ ትካሉ ዝመጹ ተጠቀምቲ ኤላ ቲቪ ሞባይል ኣፕ ( ( Mobile App ) ልኽዕ ከም ናይ ሞባይል ካርድ የኻፋፍሎ።

Code-sample.png

ምስሊ ኤላ ኮድ ኣጣቃቅሙን

ኤላ ኮድ 5.8CM ቁመት 9.5 CM ጎኒ ዘለዋ ልክዕ ከም ሞባይል ካርድ ትመስል ኮይና ብ ኣርባዕተ ቛንቋ ማለት ብ ትግርኛ፣ አማርኛ ፥ እንግሊዝ ፥ ዓረብን ዝተጻሕፈ ኣጋባብ ኣጣቃቕማ ዘለዎ ካርድ ኮይና ኮሙኡ እዉን መጠን ገንዘብ ሕጊ ኣጣቃቕማ ዝገልጽ ብ እንግሊዝን ዓረብን ዝተጻሕፈ ዘለዋ እያ። ኣብ የማናይ ታሕቲ ዝርከብ ኮድ ኣብ ቴሌፎኖም ዝመልእዎ ሓንሳብ ጥራሕ ዘገልግል ኮድ እዩ። ናብ ኣኻፋፋላይ ብ ምልኽዕ ኤመል ኮይኑ ኮድ ዘለዎ ማለት ወናኒ ትካል ጥራሕ ክከፍቶ ዝኽእል PDF ፋይል ናብ ወናኒ ትካል ብ ምልኽዕ ኤመል ይላኽ።  ኣብ ሓደ A4 ወረቀት  ክሳብ ሾሞንተ ኮድ ክትሕዝ ትኽእል። ኤላ ኮድ ናይ ኣርባዕተ መጠን ገንዘብ ኮድ የዳሉ ማለት £ 5 Pound, £ 10 Pound, £ 15 Pound, £ 20 Pound ኣብ ሓንቲ ኮድ  ከነዳሉ ንኽእል። ብ መሰረት ትእዛዝ ወናኒ ትካል ዝተሓተ ትእዛዝ ናይ £ 100 Pound ፓዉድ ይበጽሕ።

Sample-code.jpg

ሕቶታት

1, ካብ ዱኳነይ ገዚኡ ተጠቂምሉን ኣይተጠቀመሉን ብከመይ ይፈልጥ?

 

Ans - ኣብ ናይ ዓሚል ቴሌፖን ነቲ ኮድ ካል ኣይ ግዜ ክጥቀመሉ ይፍትን እንድሕር ኣሎ This code Already used ዝብል መልኽቲ ይህቦ እንድሕር ኣይተጠቀምኩሉን ዝብል ኮዩኑ ቴለፖን ቁጽሪ ናይ ትካልና ብ ሃብ መዓስ ግዜን ቦታን ከምዝተጠቅመሉን ን ዓሚል ክንሕብሮ ንኽእል። ኣብ ( System) ስይስተምና እዉን ተጠቂምሉ ኣሎ የለን ከር ኤና ይክእል ዩ። ኣብ ቀረባ ግዜ እዉን ኣካፋፋላይ ዝቋጻጸረሉ ( System ) ስይስተም ነዳሉ ከምዘለና ክንሕብረኩም ንፈቱ።

 

2, ዓሚል ኮድ ምስ ዘጥፍኦ?

 

Ans - ዓሚል ኮድ ገዚኡ ከይዱ ኣጥፍ ኤዮ ምስ ዝብለኩም ኩሉ እቲ ኮድ ምስ ትሸጥዎ ናባና ብ ምድዋል እታ ጠፊኣ ዘላ ኮድ ክንሕብረኩም ይክ ኣል

 

3, ካብ ትካለይ እንድሕር ተሰሪቀ?

 

Ans - ትካላትና ክንዝመት ትኽእሎ ኣሎ ከምዚ ምስ ዘጋጥም ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ነቲ ዝደድናልኩም ኮድ ናባና ብ ምሕባር ሰብ ዘይጠቀመሉ ኮድ ኩሉ ብ ምሕራር ብ ሓድሽ ኮድ ክንመልሰልኩም ንኽእል

 

4, ኤላ ኮድ ንምንታይ እዩ ዝጠቅም?

 

Ans- ኣብዝሓለፈ ነሓሰ ሃድሽ ናይ ሞባይል ኣፕ ናብ ህዝቢ ዘርጊሕና ንርከብ እዚ ኣፕ ብ ዲጂታላዊ መንገንዲ ፊልም ን ክካረዩ ዝድልዩ ዓማዊል የገልግል።

5, ብከመይ ኣነ ከምዝሸይት ሰብ ይፈልጥ?

Ans - ኣብ ዉሽጢ ኤላ ቲቪ ኣፕ ሃድሽ ናይ ትካላት ሊስት መግበሪ ሶፍትዌር ኣሎ። ኣብዚ ሶፍትዌር ፍሉይ ብ ቦታ ዝሰርሕ ምድብ ወይ ከኣ ክፍሊ ኣሎ ኣብዚ ዉሽጢ ክፍሊ በቲ ትሕቡና ሓበሬታ ትካልኩም ብ ርሕቀት ቦታን ሰዓትን ን ዓሚል ንሕብሮ ኣብዚ ዉሽቲ ወይ ኣብ ናትኩም ፕሮፋይል ወይ ዝርዝር ናትኩም ቁጽሪ ቴሌፎንን ናይ ትኻልኩም ኣድራሻን ንሕብሮም በዚ ትኸቲሎም ድማ ዓማዊል ናብ ትኻልኩም የምርሑ

IMG_1414.jpg
bottom of page